ካብ ዘንበብክወን 4ተ ዝበለጻ መጽሓፍቲ። ተጋበዙለይ Book Review
Автор: ኩለንታዊ ለውጢ - Holistic Change
Загружено: 2026-02-22
Просмотров: 738
Описание:
4ተ ዝበለጻ መጽሓፍቲ
ሓቂ ንምዛራብ ካንዳ ንምንባብ ዝዕድም ሃገር ኮይኑ ኣይረኽብክዎን። ምናልባት'ዶ ክሳብ ንረጋጋእ ይኸውን ? እንድዕሉ ይኸውን ወላ ። ልምዲ ናይ ንባብ እንተሃልዩካ ግን ኣብ መኪና፡ኣብ ባቡር ፡ ገለ ኸኣ ብድምጺ ዝተመለአ ፡ ንእሽተይ ግዜ ሰዊእካ ክትሰምዕ ትግደድ ። ብዘይ መጽሓፍቲ ደኣ'ሞ ከመይ ኣቢልካ ኢኻ ነፍስኻ ከተዕቢ ? ኣድማስ እትጥምተሉ ዓይኒ ክሰፍሕ ፡ ንቕሓተ ሕልናኻ ቋሕ ክብል ፡ ብጥበብ ሽግር ናይ ምፍታሕ ዓቕምካ ክድንፍዕ እንተኾይኑ ምስ ምንጪ ጥበበባት መጽሕፋቲ ክትመሓዞ ናይ ግድን እዩ ። እንተ ዘይኮይኑ ህይወት ጽብብ ትብለካ ፡ ዕላላትን ዛዕባታትን ይደጋገሙኻ ፡ ስቕ ኢሉ ቆሎ ጥጥቖ ይኾነካ'ሞ የሰለችወካ። ከምኡ ውን መጽሓፍቲ ኣብ ምንባብን ምምርማርን እንተ ዘይተዋፊርካ ፡ ብስነ ልቦና ፡ብፍልስፍና፡ብስነ ፍልጠት፡ ከምኡ ውን በሃይማኖት መጻወቲ ናይቶም ቁሩብ ቀለም ቀሚስና ኢና በሃልቲ ኢኻ ትኸውን ።
ብዝኾነ እዘን መጽሓፋታት ጋቢዘኩም ኣለኹ ።
ሳብስክራይብ ምግባር ኣይንሕመቕ ኢና ቤተ ሰብ ።
ከምኩሉ ግዜ ኣዝየ'የ ዘክበረኩም ።
Development #Tigrigna Inspiration
#Hbri-vodcast #comedianeshetu
#ዕቤትmedia
#MAHDER PRODUCTION
#Beny media
#Tigrigna_Motivational_Speech #Tigriyna_Love Story
#Yikealo ይከኣሎ TV #TEFETAWI TALKSHOW #Fnoteabewmedia
#Godolyas Tube #Zemari Bereket Tikue Official #ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
#Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Повторяем попытку...
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео
-
Информация по загрузке: