‘’ኣሜሪካ ስደተኛታት ክትዓጹያ? | ሓድሽ ውሳኔ” |
Автор: HANITA TUBE
Загружено: 2026-02-04
Просмотров: 3580
Описание:
📝 YouTube Description
እዚ ቪድዮ ብዛዕባ እንታዩ?
በዚ ቪድዮ እዚ ኣብ ቀረባ ግዜ ብናይ ኣሜሪካ ሰኔት ውሽጢ ዝቀረበ ሓድሽ ናይ ስደተኛታት ሓሳብ ክንምርምር ኢና።
እዚ ሓሳብ ንስደተኛታት ዝወሃብ ድጋፍ ገንዘብ ደው ንምባል ዝተፈተነ እዩ ኔሩ — ግን እንታዩ ተኸቲሉ?
👉 ሓሳቡ ከመይ ኣይፈቀደን?
👉 እዚ ነቶም ካብ ሃገር ወጻኢ ዘለው ዝጽበዩ ስደተኛታት እንታይ ማለት እዩ?
👉 ተስፋ ሕጂ ኸ ኣሎ ድዩ ወይስ?
እዚ ቪድዮ ፖሎቲክስ ኣይኮነን፡ ስለ ሰብኣዊ ህይወት፣ ሓለዋን ተስፋን እዩ።
📌 ትጽበ ተለኻ — ንዓኻ ይምልከትዩ።
📌 ትከታተሎም ተለኻ — ኣይትረስዓዮም።
✍️ ርእይቶኻ ጸሓፍ፣ ቪድዮ ኣመሓላልፎ፣ ከምኡ ውን ድምጽኻ ይብጻሕ።
Повторяем попытку...
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео
-
Информация по загрузке: