Скачать
ንስኻ ናተይ ኢኻ ብፓስተር ዮናታን ኣብርሃም SHALOMNA TV 2026
Автор: shalomna tv
Загружено: 2026-03-17
Просмотров: 3233
Описание: እዚ መደብ መንፈሳዊ መደባት ንምህናጻ ንምዕባይን ብ ሸካይና ግሎሪ ዝመሓላለፍ መድብ ኮይኑ ። ንዘይ ደሓኑ ንምድሓን ንድሕሪት ንዝተመለሱ ከኣ ናብ ቤት ኣቦኦም ምምላስ ኮይኑ ንህዝብናን ንኩሉ ተዛራቢ ትግሪኛ ብወንጌል ምብጻሕ እዩ ። በዓል ራኢ እዚ ዕዮ ፓስተር ዮናታን ኣብርሃም ፡ ፓስተር ዳዊት ዑቅበኣብ ፡ ፓስተር በየነ ኣርኣያን ። ኣዚ መደብ ብሳትላይት ቴለቪጅን ኣብ ኤርትራን ቀርኒ ኣፍሪቃን ይመሓላለፍ ። share like and subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እዚ ኣገልግሎት ተሳተፍቲ ወንጌል ምዝርጋሕ ክትኮኑ ብጎይታ ፍቅሪ ንሓትት SHALOMNA TV
Не удается загрузить Youtube-плеер. Проверьте блокировку Youtube в вашей сети.
Повторяем попытку...
Повторяем попытку...
Доступные форматы для скачивания:
Скачать видео
-
Информация по загрузке: